ሓዲሽ ፕረሲደንት ባይደን፡ ግዜ ከየጥፈአ ብዙሕ ፍሉይ መምርሒታት ፈሪሙ ኣሎ።

WASHINGTON, DC - JANUARY 20: U.S. President Joe Biden prepares to sign a series of executive orders at the Resolute Desk in the Oval Office Source: Getty Images North America
ጆ ባይደን መበል 46 ፕረዚደንት ኣመሪካ ኰይኑ ቃል ማሕላ ፈጺሙ። ቅድሙ ዝነበረ ናይ ዶናልድ ትራምፕ ሓያሎ ፖሊሲታት ቀይሩ ናብ ስራሕ ንምእታው ድማ ግዜ ከምዘየባኽን ገሊጹ።
Share