US President Donald J. Trump (L) and Democratic presidential candidate Joe Biden (R) spar during the first 2020 presidential election debate Source: EPA
ከምቲ ትማሊ ዝነበረ ሕንፍሽፍሽ ዝበለ ክትዕ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕን ተነሓናሒኡ ጆ ባይደን ዘይኮነ ስርዓት ዘለዎ ናይ ክትዕ መድረኽ ክፈጥር ምዃኑ ናይ ፖለቲካ ጸግዒ ዘይብሉ ኣብ ኣመሪካ ዝግበር ክትዕ ፖለቲካ ዘዳሉ ጉጅለ ቃል ኣትዩ። እቲ ኮሚሽን ፕረሲደንታዊ ክትዕ ድሕርቲ ትማሊ ዝተገብረ ሕንፍሽፍሽ ዝበለ ክትዕ ትራምፕን ባይደንን ነቲ መምርሒታት ይቕይሮ ኣሎ።