ዶናልድ ትራፕ ናይ ምዕዋት ዕድሉ ኣይተጸንቀቐንድዩ? ትንታነ ምርጫ ኣመሪካ ምስ በረኸት ሃብተማርያም

WILMINGTON, DE - NOVEMBER 04: Democratic presidential nominee Joe Biden speaks the day after America voted in the presidential election Source: Getty Images North America
ኣገባብ ምርጫ ኣመሪካ ከመይ ከመይ እዩ? ዶናልድ ትራምፕ ጥቓ ፍርቂ ካብ ብዝሒ ኣመሪካ ፕረሲደንቱ ኮይኑ ክመርጾ ኪኢሉ ኣሎ፡ እዚ ከመይ ኢሉ ኮይኑ? ዝብሉን ካልእን ትንታነ ምርጫ ካብ ዋሺንግተን ኣቶ በረኸት ሃብተማርያም ።
Share