SKIP TO MAIN CONTENT

ጆ ባይደን ዝጽበዮ ዘሎ ብድሆን፡ ትጽቢት ኣፍሪቃን ዉጹዓትን ካብ ምምሕዳር ዋሽንግተንን፡ ካልኣይ ትንታነ ብበረኸት ሃብተማርያም

US Election
Source: SBS

ኣብዚ ዝፍቀድ ዘሎ ድምጺ ምርጫ ኣመሪካ፡ ጆ ባይደን ንዶናልድ ትራምፕ ይመርሖ ኣሎ። እቲ ዓወትውን ናብ ባይደን ዝዛዘወ ምዃኑ ተፈሊጡ ኣሎ። ጆ ባይደን ዓወቱ ብወግዒ ምስተገልጸ፡ ምስምሕንጋድ ዶናልድ ትራምፕ እንታይ ክፍጸም ይኽእል? ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንዶናልድ ትራምፕ ክድግፍ ድዩ? ጆ ባይደን ኣብ ዘቤታዊን ናይ ወጻኢን ፖሊሲታቱ ን ኣመሪካን ንዓለምን ብኸመይ ከርብሓ እዩ? ዝብሉን ካልእ ሕቶታትን ኣቶ በረኸት ሃብተማርያም እስቲፋኖስ ካብ ዋሽንግቶን ተንቲኑልና ኣሎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብዚ ዝፍቀድ ዘሎ ድምጺ ምርጫ ኣመሪካ፡ ጆ ባይደን ንዶናልድ ትራምፕ ይመርሖ ኣሎ። እቲ ዓወትውን ናብ ባይደን ዝዛዘወ ምዃኑ ተፈሊጡ ኣሎ። ጆ ባይደን ዓወቱ ብወግዒ ምስተገልጸ፡ ምስምሕንጋድ ዶናልድ ትራምፕ እንታይ ክፍጸም ይኽእል? ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንዶናልድ ትራምፕ ክድግፍ ድዩ? ጆ ባይደን ኣብ ዘቤታዊን ናይ ወጻኢን ፖሊሲታቱ ን ኣመሪካን ንዓለምን ብኸመይ ከርብሓ እዩ? ዝብሉን ካልእ ሕቶታትን ኣቶ በረኸት ሃብተማርያም እስቲፋኖስ ካብ ዋሽንግቶን ተንቲኑልና ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now