SKIP TO MAIN CONTENT

ጂ ባይደን ናብ መበል 46 ምሩጽ ፕረሲደንት ኣመሪካ ክኸውን ብኸመይ ናይ ህይወትን ፖለቲካ መገዲ'ዩ ሓሊፉ።

Democratic Presidential Nominee Joe Biden Addresses The Nation As Election Count Continues In Few Key States
WILMINGTON, DELAWARE - NOVEMBER 06: Democratic presidential nominee Joe Biden addresses the nation at the Chase Center Source: Getty Images North America

ድሕሪ ተቐራራቢ፡ ኣዚዩ መሪርን ኣሰሓሓቢን ጎስጓስ ምርጫ ጆ ባይደን መበል 46 ፕረሲደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኮይኑ ተመሪጹ። ጂሴፍ ሮቢነት ባይደን ናብዚ ዝለዓለ ስልጣ ክድይብ ዝኸኣለ ኣብ ናይ ኣመሪካ ሰነትን ምክትል ፕረሲደንትን ኮይኑ ድሕሪ ምግልጋል እዩ። መንግስቲ ብኸመይ ከምዝመሓደር እኹል ተሞክሮ ከምዘለዎ ጥራይ ዘይኮነስ ምስ ሕማም ልቢ ዘለዎ ኣፍልጦ ኣተሓሒዙ’ዩ ክጉስጉስ ጸኒሑ። ኣብ ብዙሕ እዋን ጆ ባይደን ሕጹይ ፕረሲደንት ክኸውን ዘይሕሰብዩ ክበሃል ጸኒሑ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ድሕሪ ተቐራራቢ፡ ኣዚዩ መሪርን ኣሰሓሓቢን ጎስጓስ ምርጫ ጆ ባይደን መበል 46 ፕረሲደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኮይኑ ተመሪጹ። ጂሴፍ ሮቢነት ባይደን ናብዚ ዝለዓለ ስልጣ ክድይብ ዝኸኣለ ኣብ ናይ ኣመሪካ ሰነትን ምክትል ፕረሲደንትን ኮይኑ ድሕሪ ምግልጋል እዩ። መንግስቲ ብኸመይ ከምዝመሓደር እኹል ተሞክሮ ከምዘለዎ ጥራይ ዘይኮነስ ምስ ሕማም ልቢ ዘለዎ ኣፍልጦ ኣተሓሒዙ’ዩ ክጉስጉስ ጸኒሑ። ኣብ ብዙሕ እዋን ጆ ባይደን ሕጹይ ፕረሲደንት ክኸውን ዘይሕሰብዩ ክበሃል ጸኒሑ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now