SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ኣመሪካ፡ ሚስ ሃሪሰን ናይ ፈለማ ጸላም ጓል ኣንስተይቲ ሕጽይቲ ም/ፕረሲደንታዊ ብምምራጻ ታሪኽ ተሰሪሑ።

USA Election
the Biden Harris Campaign shows former US Vice President and presumptive Democratic candidate for President Joe Biden with California Senator Kamala Harris, Source: BIDEN HARRIS CAMPAIGN

ናይ ኣመሪካ ፕረሲደንታዊ ሕጹይ ጆ ባይደን ን ሰናተር ካመላ ሃሪስ ከም ምክትሉ ኮይና ክትወዳደር ጌሩ ምሕራዩ ታሪኽ ሰሪሑ። ንሳ ናይ ፈለማ ጸላም ጓል ኣንስተይቲ ነዚ ናይ ፕረሲደንታዊ ቲኬት ትረክብ ዘላ። ሰነተር ሃሪስ ናይ ፈለማ ጸላም ኣተርኒ ጀነራል ካሊፎርኒያ፡ ናይ ፈለማ ጓል ኣንስተይቲ ነቲ ስልጣን ዝሓዘት፡ ከም ኡውን ናይ ፈለማ ካብ ደቡባዊ ኤሽያ መበቆል ዘለዋ ኣመሪካዊት ኮይና ንናይ ኣመሪካ ሰነት ክትምረጽ ዝኸኣለት‘ውን እያ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ናይ ኣመሪካ ፕረሲደንታዊ ሕጹይ ጆ ባይደን ን ሰናተር ካመላ ሃሪስ ከም ምክትሉ ኮይና ክትወዳደር ጌሩ ምሕራዩ ታሪኽ ሰሪሑ። ንሳ ናይ ፈለማ ጸላም ጓል ኣንስተይቲ ነዚ ናይ ፕረሲደንታዊ ቲኬት ትረክብ ዘላ። ሰነተር ሃሪስ ናይ ፈለማ ጸላም ኣተርኒ ጀነራል ካሊፎርኒያ፡ ናይ ፈለማ ጓል ኣንስተይቲ ነቲ ስልጣን ዝሓዘት፡ ከም ኡውን ናይ ፈለማ ካብ ደቡባዊ ኤሽያ መበቆል ዘለዋ ኣመሪካዊት ኮይና ንናይ ኣመሪካ ሰነት ክትምረጽ ዝኸኣለት‘ውን እያ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now