SKIP TO MAIN CONTENT

ኣመሪካ ብዘለዋ ስልጣን ንእማመ ባይቶ ጸጥታ በይና ኣውዲቓቶ

US ambassador to the United Nations Nikki Haley
US ambassador to the United Nations Nikki Haley Source: AAP

የሩሳሌም ዋና ከተማ እስራኤል ከምዝኾነት ኣመሪካ ብወግዒ ኣፍልጦ ብምሃባ ባይቶ ጸጥታ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ህጹጽ ኣኼባ ክገብር መራሕቲ ፍልስጢኤም ጸዊዖም። እዚ ዝመጽእ ዘሎ ባይቶ ጸጥታ ነቲ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ዝወሰዶ ስጉምቲ ዝነጽግ ዉሳነ እማመ ኣቕሪቡ፡ ኣመሪካ ብዘለዋ ናይ ቀውፊ (ቨቶ) ስልጣን ተጠቒማ ዉዱቕ ምስገበረት እዩ፡፡

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

የሩሳሌም ዋና ከተማ እስራኤል ከምዝኾነት ኣመሪካ ብወግዒ ኣፍልጦ ብምሃባ ባይቶ ጸጥታ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ህጹጽ ኣኼባ ክገብር መራሕቲ ፍልስጢኤም ጸዊዖም። እዚ ዝመጽእ ዘሎ ባይቶ ጸጥታ ነቲ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ዝወሰዶ ስጉምቲ ዝነጽግ ዉሳነ እማመ ኣቕሪቡ፡ ኣመሪካ ብዘለዋ ናይ ቀውፊ (ቨቶ) ስልጣን ተጠቒማ ዉዱቕ ምስገበረት እዩ፡፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now