Credit: Suppliedኣብ ኣመሪካ ዝግበር ዘሎ ፕረሲደንታዊ ምርጫ ሕጹያት ካመላ ሃሪስን ዶናልድ ትራምፕን ብተቐራራቢ ድምጺ ናብ ናይ መወዳእታ ደረጃ በጺሖም ኣለዉ። ነዚ ኣብ ኣመሪካ ዝግበር ዘሎ ምርጫን ብዛዕባ ሕጹያት ንህዝቢ ሒዞሞ ቐሪቦም ዘለዉን ብሓፈሻ ህዝቢ ነዞም ሕጹያት ብኸመይ ይግምግሞም ከምዘሎ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ብፍላይ ኣብዚ ቕሩብ እዋን "ዕላል መዛኑ" ብዝብል ትንተና ዘካይዱ ኣቶ ሳሙኤል ቢዘንን ኣቶ ክብረኣብ ይመስገንን ገሊጾሙልና ኣለዉ። (ብተክኒካዊ ጸገም ዘይንጹር ድምጺ ኣቐዲምና ይረታ ንሓትት።)
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ኣብ ኣመሪካ ዝግበር ዘሎ ፕረሲደንታዊ ምርጫ ሕጹያት ካመላ ሃሪስን ዶናልድ ትራምፕን ብተቐራራቢ ድምጺ ናብ ናይ መወዳእታ ደረጃ በጺሖም ኣለዉ። ነዚ ኣብ ኣመሪካ ዝግበር ዘሎ ምርጫን ብዛዕባ ሕጹያት ንህዝቢ ሒዞሞ ቐሪቦም ዘለዉን ብሓፈሻ ህዝቢ ነዞም ሕጹያት ብኸመይ ይግምግሞም ከምዘሎ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ብፍላይ ኣብዚ ቕሩብ እዋን "ዕላል መዛኑ" ብዝብል ትንተና ዘካይዱ ኣቶ ሳሙኤል ቢዘንን ኣቶ ክብረኣብ ይመስገንን ገሊጾሙልና ኣለዉ። (ብተክኒካዊ ጸገም ዘይንጹር ድምጺ ኣቐዲምና ይረታ ንሓትት።)