US Treasury Secretary Steven Mnuchin (AAP) Source: AAPኣመሪካ ኣብ ጸሊም ዝርዝር "blacklist" ዘእተወቶ ኣስማት ራሻዊያን ሰብ ቢዝነስን ፖለቲከኛታትን ብወግዒ ምስዘርግሐት፣ ራሻ ኣንጻር ኣመሪካ ዝቐንዐ ስጉምቲ ምፍዳይ ሕነ ከምዘይትወስድ ደጋጊማ ገሊጻ። እዚ ኩነታት ዝመጽእ ዘሎ፡ ራሻ ኣብቲ ናይ ኣመሪካ ምርጫ 2016 ኢድ ኣለዋ ዝብል ጉዳይ ብጻዕቂ መርመራ ኣብዝግበረሉ ዘሎ እዋን እዩ። እዚ ቀጺሉ ዝቐርብ ጸብጻብ ከምዘመልክቶ፡ ኣመሪካ ኣብ ጸሊም ዝርዝ ኣእትያቶም ካብ ዘለዉ ኣስማት ራሺያዊያን ምሉእ ሚኒስተራት ካቢኔ ክረምሊን ከምኡውን 90 ሃብታማት ቢሊዮነራት ይርከብዎም።
ኣመሪካ ኣብ ጸሊም ዝርዝር "blacklist" ዘእተወቶ ኣስማት ራሻዊያን ሰብ ቢዝነስን ፖለቲከኛታትን ብወግዒ ምስዘርግሐት፣ ራሻ ኣንጻር ኣመሪካ ዝቐንዐ ስጉምቲ ምፍዳይ ሕነ ከምዘይትወስድ ደጋጊማ ገሊጻ። እዚ ኩነታት ዝመጽእ ዘሎ፡ ራሻ ኣብቲ ናይ ኣመሪካ ምርጫ 2016 ኢድ ኣለዋ ዝብል ጉዳይ ብጻዕቂ መርመራ ኣብዝግበረሉ ዘሎ እዋን እዩ። እዚ ቀጺሉ ዝቐርብ ጸብጻብ ከምዘመልክቶ፡ ኣመሪካ ኣብ ጸሊም ዝርዝ ኣእትያቶም ካብ ዘለዉ ኣስማት ራሺያዊያን ምሉእ ሚኒስተራት ካቢኔ ክረምሊን ከምኡውን 90 ሃብታማት ቢሊዮነራት ይርከብዎም።