ዓሌታዊ ስምዒት ዘበገሶ ጃምላዊ ቅትለት ጸለምቲ ኣብ ኣመሪካ።03:34ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛFollow and SubscribeFollow and SubscribeFollow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (2.04MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidPeople hold hands as they pray outside the scene of a shooting at a supermarket in Buffalo, N.Y., Sunday, May 15, 2022. (AP Photo/Matt Rourke) Source: APሰበ-ስልጣን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ከምዝሕብርዎ ፡ እቲ ኣብ ግዝኣት ኒው ዮርክ ኣብ ዝርከብ ሓደ ሱፐር ማርኬት 10 ሰባት ዝቐተለ ዕጡቕ ፡ ብብዝሒ ጸለምቲ ተኣኪቦሙሉ ዝነበሩ ከባቢ ደልዩ እዩ ተኲሱ ። እቲ ጃምላዊ ቅትለት ብዓሌታዊ ጽልኢ እተለዓዓለ ሃቐና ከም ዝዀነ ይዛረቡ ።Follow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (2.04MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidPublished 16 May 2022 3:36pmSource: SBSSkip to podcast episode contentShare this with family and friendsCopy linkShareሰበ-ስልጣን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ከምዝሕብርዎ ፡ እቲ ኣብ ግዝኣት ኒው ዮርክ ኣብ ዝርከብ ሓደ ሱፐር ማርኬት 10 ሰባት ዝቐተለ ዕጡቕ ፡ ብብዝሒ ጸለምቲ ተኣኪቦሙሉ ዝነበሩ ከባቢ ደልዩ እዩ ተኲሱ ። እቲ ጃምላዊ ቅትለት ብዓሌታዊ ጽልኢ እተለዓዓለ ሃቐና ከም ዝዀነ ይዛረቡ ።ShareLatest podcast episodes51:46ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (27 ነሃሰ 2026)podcast episode51 minutes 46 seconds11:05ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (27 ነሓሰ 2026)podcast episode11 minutes 5 seconds10:58ህብብቲ ደራፊት 'ካንትሪ ሙዚክ' ዶሊ ፓርተንን ዝገደፈቶ ሓድግን፡podcast episode10 minutes 58 seconds09:07ኤርትራዊት ተወዳዳሪት ፅባቐ ስኒት ሃብተኣብ ኣብ ዓለማዊ ውድድር ብህዝቢ ብዝወሃብ ድምጺ ትመርሕ (ጸብጻብ)podcast episode9 minutes 7 seconds