Aug 4, 2019, Dayton, OH, USA, Mourners gather at Levitt Pavilion following the mass shooting Source: AAP / Michael Nigroብምኽንያት እቲ ኣብ ክልተ ከተማታት ኣብ ዉሽጢ 24 ሰዓታት ዝተፈጸመ ቅትለት ህዝቢ ኣመሪካ ኣብ ሓዘን እያ ዘላ። እዚ እናውስኸ ዝኸይድ ዘሎ ቅትለት ብጠበንጃ ሓደ ጠንቂ ዝኾነ ድልየትን ዘረባታትን ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ምዃኑን ዘይምዃኑን ኣብ ክትዕ እዩ ተኣትዩ ዘሎ። ኣብ ኤል ፓሶ ተክሳስ ዝርከብ ዕዳጋ ዋልማርት ኣብ ህዝቢ ብዝተነስነሰ ጠያይት 20 ሰባት ተቐቲሎም ኣለዉ።
ብምኽንያት እቲ ኣብ ክልተ ከተማታት ኣብ ዉሽጢ 24 ሰዓታት ዝተፈጸመ ቅትለት ህዝቢ ኣመሪካ ኣብ ሓዘን እያ ዘላ። እዚ እናውስኸ ዝኸይድ ዘሎ ቅትለት ብጠበንጃ ሓደ ጠንቂ ዝኾነ ድልየትን ዘረባታትን ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ምዃኑን ዘይምዃኑን ኣብ ክትዕ እዩ ተኣትዩ ዘሎ። ኣብ ኤል ፓሶ ተክሳስ ዝርከብ ዕዳጋ ዋልማርት ኣብ ህዝቢ ብዝተነስነሰ ጠያይት 20 ሰባት ተቐቲሎም ኣለዉ።