ፕረሲደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ንጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢኡ ረክስ ቲለርሰን ካብ ስልጣኑ ኣባሪርዎ። እዚ ዝከውን ዘሎ እቲ ሓላፊ ExxonMobile ዝነበረ ቲለርሰን ብዛዕባ ኢራን፣ ሰሜን ኮርያን ራሻን ምስ ሚስተር ትራምፕ ዝጸንሖም ፍሕፍሕ ናብ ዝለዓለ ጥርዙ ምስበጽሐ እዩ። ፕረሲደት ትራምፕ ንቲለስተር በቲ ናይ C-I-A ዳይረክቶር ማይክ ፖምፓዮው እዩ ንቲለስተር ተኪእዎ ኣሎ።
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

