SKIP TO MAIN CONTENT

ክታበታት ኮቪድ 19 ን ብድሆታት ኣዘራግሓኦምን

Covid-19 Vaccination
Covid-19 Vaccination Source: LaPresse/Sipa USA

ክታበት ኮርና ቫይረስ ክመሃዝሉን ክምዕብልሉን ዝኸኣሉ ናህሪ ንዝበዝሐ ክፋል ናይ'ዛ ዓለም ኣገሪሙ'ዩ። ብሪጣንያን ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካን ናይ ህጹጽ እዋን ፈቓድ ንክታበታት ፋይዘር/ባዮኤንቴክ ሂበን ኣለዋ - ኣብ'ዚ ቀረባ እዋን ከኣ ኣብ ኣሜሪካ ሞደርና ፈቓድ ተዋሂብዎ ኣሎ - እቶም ተኣፈፍቲ ክፋል ማሕበረሰባት ድሮ ቀዳማይ ክታበት ተዋሂቦም ኣለው። ቁጽሪ መልከፍቲ ኮቪድ-19 ኣብ ኣውስትራልያ ደጊሞም ኣብ ዝውስኽሉ ዘለው እዋን ብዙሓት ዝርጋሐ'ቲ ክታበት ኣብ'ዚ መዓስ ኮን'ዩ ክጅመር ኢሎም ክሓቱ ቀሲብዎም ኣሎ። ፈደራል መንግስቲ እቲ ክታበት ይመጽእ ከም ዘሎ ንህዝቢ መረጋገጺ ብምሃብ ኣብ ቀዳማይ ርብዒ 2021 ዝርጋሐ ክጅምር ሓደ ሓፈሻዊ ውጥን ከዳሉ ጀሚሩ ይርከብ፡ ግን ኣብ እምኒ ተወቂሩ ዝተርፍ ነገር ዋላ ሓደ የለን። እዚ እቲ ክሳብ ሕጂ ፈሊጥናዮ ዘለና'ዩ። ኣብ ምዝርጋሕ ዘለዉ ብድሆታት ደኣ እንታይ’ዮም?

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now