SKIP TO MAIN CONTENT

ምኽታብ ክታበታት ኣብ ማሕበረሰባት

Feature
Source: SBS

ናይ ኣውስትራሊያ ፈደሬሽን እስላማዊ ቤት ምኽሪታት ኮቪድ-19 ናይ ክታበት ሓበሬታታት ናብ ስደተኛታት ንምብጻሕ ናይ ፌደራል መንግስቲ ምወላ ብሓጎስ ተቐቢልዎ። መንግስቲ ሞሪሰን ብ60 ቋንቋታት ንምትርጓምን ብቐሊሉ ዝርከብ ሓበሬታ ንምድላውን 1.3 ሚልዮን ዶላር መዲቡ ኣሎ ፣ እዚ ነቶም ብጀካ እንግሊዝኛ ካልእ ቋንቋ ዝዛረቡ ኣውስትራላውያን ተጠቀምቲ ክኾኑ እዮም ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ናይ ኣውስትራሊያ ፈደሬሽን እስላማዊ ቤት ምኽሪታት ኮቪድ-19 ናይ ክታበት ሓበሬታታት ናብ ስደተኛታት ንምብጻሕ ናይ ፌደራል መንግስቲ ምወላ ብሓጎስ ተቐቢልዎ። መንግስቲ ሞሪሰን ብ60 ቋንቋታት ንምትርጓምን ብቐሊሉ ዝርከብ ሓበሬታ ንምድላውን 1.3 ሚልዮን ዶላር መዲቡ ኣሎ ፣ እዚ ነቶም ብጀካ እንግሊዝኛ ካልእ ቋንቋ ዝዛረቡ ኣውስትራላውያን ተጠቀምቲ ክኾኑ እዮም ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now