ብዛዕባ ክታበታት ኮሮናቫይረስ ቤላቤሎን ሓቂን፡ ቃለ መሕትት ምስ ፕሮፌሶር ፒተር ኮሊንግኖን

Scientists are seen at work inside of the CSL Biotech facility in Melbourne, Source: AAP
ናይ ዉሽጢን ወጻኢን ኪኢላታት እቲ ንኽተቦ ክታበታት ዉሑስን ኣድማዒን ምዃኑዮም ዝነግሩና። እንተኾነ እዚ ዝስዕብ ትሕዝቶ ከምዘመልክቶ ብዛዕባ ክታበታት ዝምልከት መሰረት ዘይብሉ ኣሉታዊ ሓበሬታታት ይዝርጋሕ ኣሎ። እቲ ዝውረ ዘሎ ቤላቤሎውን እቲ ሓቂን ኣብዚ ተገሊጹ ኣሎ።
Share