ኣብ ኣውስትራሊያ ክታበት ኮቪድ-19 ጀሚሩ።

The first people in Australia to receive a COVID-19 vaccine. Source: AAP
ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ኮቪድ-19 ክታበት መስርሕ ምጅማሩ ብማሕበረሰብ ሕክምናን በቶም ናይ መጀመርያ ተኸተብቲ ተስፋን እፎይታን ኣሕዲርሎም ። እቶም ተሳተፍቲ ካብቶም ኣዝዮም ተነቀፍቲ ክፋላት ናይ ኣውስትራሊያ ሕብረተሰብ ዝተሓረዩ እዮም ።
Share