ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ዝርከቡ መንእሰያት፣ meningococcal ዝበሃል ቀታሊ ሕማም ካብ ዘምጽኡ ኣርባዕተ ባእታታት ሕማም ንምክልኻል ናይ ነጻ ክታበት ክወሃብ እዩ። ኣብ ዝመጽእ ኣርባዕተ ዓመታት፡ ዕድሚኦም ካብ 14 ክሳብ 19 ዓመት ዝኾኑ ሚሊዮናት መንእሰያት ንምኽታብ መደብ ከምዘውጽኤ ፈደራል መንግስቲ ኣውስትራሊያ ኣፍሊጡ ኣሎ።
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

