ኣተሓሳሳቢ ጉዳይ ብዛዕባ አለክትሮኒካዊ ምትካኽ ወይ ቨፒንግ

ሓንቲ ጓል ቨፒን እናትከኸት። Source: Moment RF / Artem Hvozdkov/Getty Images
ኣብ ኣውስትራልያ ዝለዓለ ስልጣን ዘለዎ ናይ ሕክምና ኣካል: ብዛዕባ አለክትሮኒካዊ ምትካኽ ወይ ቨፒንግ ሓያል ስርዓታት ንኽውሰን ይጽውዕ ኣሎ ። እዚ ሓድሽ ጸብጻብ እዚ ነቲ ብኢ-ሽጋራ ዝስዕብ ናይ ጥዕና ሓደጋታት ዘጕልሕ እዩ ። እቲ ምርምር ከም ዝሕብሮ ፡ ን ኣሽቱ መንእሰያት ፡ ነዚ ዘትክኹ ኣብ መወዳእታ ሽጋራ ናይ ምትካኽ ዘለዎም ኣጋጣሚ ብሰለስተ ዕጽፊ ይዛይድ ።
Share