Source: SBS Tigrinyaዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ክፍለግዝኣት ቪክቶሪያ ዝተገብረ ምርጫ፡ ሰልፊ ለበር ዳግማይ ብ ዓብላሊ ድምጺ ተመረጹ። ካብቲ ዝጸንሖ ተወሳኺ 16 መናብር ብምውሳኽ ፣ ካብ 88 መናብር ዘለዎ ፓርላማ ቪክቶሪያ ነቲ 61 መናብር ክዕወተሉ ኪኢሉ ኣሎ። እዚ ዓወት ሰልፊ ለበር ብኸመይ ክርከብ ተኻኢሉ? ናይዚ ውጽኢት ትርጉም ንማሕበረሰባትና እንታይ እዩ? ተሳትፎ ማሕበረሰባትና ኣብዚ ምርጫታት ብኸመይ ይግለጽ ዝብሉን ካልእ ነጥቢታትን ኣብ ናይ ኣውስትራሊያ ፖለቲካ ብጥቡቕ ዝከታተሉ ነበርቲ ኣዚ ክፍለግዝኣት ዝኾኑ ኣቶ ፍቕረ ረታ (ራያ)ን ኣቶ ብርሃን እሳማዒል ዝተገብረ ዘተ።
ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ክፍለግዝኣት ቪክቶሪያ ዝተገብረ ምርጫ፡ ሰልፊ ለበር ዳግማይ ብ ዓብላሊ ድምጺ ተመረጹ። ካብቲ ዝጸንሖ ተወሳኺ 16 መናብር ብምውሳኽ ፣ ካብ 88 መናብር ዘለዎ ፓርላማ ቪክቶሪያ ነቲ 61 መናብር ክዕወተሉ ኪኢሉ ኣሎ። እዚ ዓወት ሰልፊ ለበር ብኸመይ ክርከብ ተኻኢሉ? ናይዚ ውጽኢት ትርጉም ንማሕበረሰባትና እንታይ እዩ? ተሳትፎ ማሕበረሰባትና ኣብዚ ምርጫታት ብኸመይ ይግለጽ ዝብሉን ካልእ ነጥቢታትን ኣብ ናይ ኣውስትራሊያ ፖለቲካ ብጥቡቕ ዝከታተሉ ነበርቲ ኣዚ ክፍለግዝኣት ዝኾኑ ኣቶ ፍቕረ ረታ (ራያ)ን ኣቶ ብርሃን እሳማዒል ዝተገብረ ዘተ።