SKIP TO MAIN CONTENT

ፖለቲከኛታት ቀንዲ ሰልፊታት ቪክቶሪያ ጎስጓስ ጀሚሮም።VIC ELEX RNF

Feature
Victorian Opposition Leader Mathew Guy - Source: AAP

ፖለቲከኛታት ቀንዲ ሰልፊታት ቪክቶሪያ ቅድሚቲ ኣብ 24 ሕዳር ዝግበር ምርጫ ጎስጓስ ጀሚሮም። ኣብ ናይ ቀዳማይ እዋን ስልጣን ዝርከብ ናይ ኣንድሪውስ መንግስቲ ለበር፡ ዳግማይ ንኽምረጽ ኣብ ስድራን ጥዕናን ኣተኲሮ ጎስጓሱ ዝጀመረ ኮይኑ፡ ሰልፊ ሊብራል ድማ ኣብ ገጠራት ቢዝነስ ንምስፋሕ ዓሊሙ ናይ ምረጹኒ ጎስጓስ ይገብር ኣሎ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ፖለቲከኛታት ቀንዲ ሰልፊታት ቪክቶሪያ ቅድሚቲ ኣብ 24 ሕዳር ዝግበር ምርጫ ጎስጓስ ጀሚሮም። ኣብ ናይ ቀዳማይ እዋን ስልጣን ዝርከብ ናይ ኣንድሪውስ መንግስቲ ለበር፡ ዳግማይ ንኽምረጽ ኣብ ስድራን ጥዕናን ኣተኲሮ ጎስጓሱ ዝጀመረ ኮይኑ፡ ሰልፊ ሊብራል ድማ ኣብ ገጠራት ቢዝነስ ንምስፋሕ ዓሊሙ ናይ ምረጹኒ ጎስጓስ ይገብር ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now