General view of for lease sign in Melbourne, Source: AAPመንግስቲ ቪክቶሪያ ነቲ ኣብ ከተማ መልበርንን ዞባታትን ዝጸንሐ ናይ ኮቪድ-19 ቀይዲታት ኣፍኲስዎ። ከተማ መልበርን ንልዕሊ 100 መዓልታት ኣብ ትሕቲ ጽኑዕ ዕጽዋ እያ ጸኒሓ።
መንግስቲ ቪክቶሪያ ነቲ ኣብ ከተማ መልበርንን ዞባታትን ዝጸንሐ ናይ ኮቪድ-19 ቀይዲታት ኣፍኲስዎ። ከተማ መልበርን ንልዕሊ 100 መዓልታት ኣብ ትሕቲ ጽኑዕ ዕጽዋ እያ ጸኒሓ።