ቪክቶርያ ንኮሮናቫይረስ ንምጥፋእ ዓሊማቶ ዝነበረት ሽቶ ወቒዓ06:14ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛFollow and SubscribeFollow and SubscribeFollow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (4.55MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android Source: AAPቪክቶርያ እቲ ብሰፊሑ ተቐባልነት ዘለዎ መልክዒ ምጥፋእ ኮቪድ-19 ኣብ ማሕበረሰብ 28 መዓልታት ብዘይዝኾነ ሓድሽ መልከፍቲ ኣማሊኣቶ’ላ። ምምሕዳራዊ ከባቢታት ካብ ኮሮናቫይረስ ነጻ ተባሂሎም ዝቑጸሩ ክልተ ነናይ 14 መዓልቲ እዋናት ምጭጫሕ (ኢንክዩቤሽን ፔሪየድስ)፡ ዝኾነ ሓድሽ መልከፍቲ ከይሃለወ/ከይተረኽበ፡ ምስ ዝሓልፉ’ዩ።Follow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (4.55MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidPublished 29 November 2020 10:53amSource: SBSSkip to podcast episode contentShare this with family and friendsCopy linkShareቪክቶርያ እቲ ብሰፊሑ ተቐባልነት ዘለዎ መልክዒ ምጥፋእ ኮቪድ-19 ኣብ ማሕበረሰብ 28 መዓልታት ብዘይዝኾነ ሓድሽ መልከፍቲ ኣማሊኣቶ’ላ። ምምሕዳራዊ ከባቢታት ካብ ኮሮናቫይረስ ነጻ ተባሂሎም ዝቑጸሩ ክልተ ነናይ 14 መዓልቲ እዋናት ምጭጫሕ (ኢንክዩቤሽን ፔሪየድስ)፡ ዝኾነ ሓድሽ መልከፍቲ ከይሃለወ/ከይተረኽበ፡ ምስ ዝሓልፉ’ዩ።ShareLatest podcast episodes51:01ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (20 ነሓሰ 2026)podcast episode51 minutes 1 second09:07ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (20 ነሓሰ 2026)podcast episode9 minutes 7 seconds08:34" መንግስቲ ፌደራል ኣብ ልዕሊ ትግራይ ቅሉዕ ኲናት ወሊዑ'ሎ።" ሓላፊ ቢሮ ጉዳያት ኮምኒኬሽን ትግራይ።podcast episode8 minutes 34 seconds12:26ብኣማኢት ኣሽሓት ንዝቝጸሩ ሰባት ሓገዝ ክስእኑ ከግብር ዝኽእል፡ ዝተመሓየሸ ሓድሽ ሕጊ NDIS ጸዲቑ ።podcast episode12 minutes 26 seconds