Vic African community Task force Source: AAPብኣፍሪቃዊ ድሕረባይታ ዘለዎም መንእሰያት ዝፍጸም ገበናት ንምግታእ ክከኣል ምእንቲ፡ ፖሊስ ቪክቶርያ ምስ ነበርቲ’ቲ ማሕበረሰብ ብምዃን ሓዲሽ ሓይሊ ዕማም ኣቚሙ። ኣብ ቪክቶሪያ ብድሕረ ባይታኦም ካብ ኣፍሪቃ ዝኾኑ መንእሰያት እናዓበየ ዝኸይድ ዘሎ ዝተሓላልኸ ገበን ምስ ኣባላት እቲ ማሕበረሰብ ኮይንካ ምስራሕ ነቲ ኩነታት ብዝበለጸ ንምራዳእ ከምዝሕግዝ ተኣሚኑሉ’ዩ እዚ ሓይሊ ዕማም ቆይሙ ዘሎ።
ብኣፍሪቃዊ ድሕረባይታ ዘለዎም መንእሰያት ዝፍጸም ገበናት ንምግታእ ክከኣል ምእንቲ፡ ፖሊስ ቪክቶርያ ምስ ነበርቲ’ቲ ማሕበረሰብ ብምዃን ሓዲሽ ሓይሊ ዕማም ኣቚሙ። ኣብ ቪክቶሪያ ብድሕረ ባይታኦም ካብ ኣፍሪቃ ዝኾኑ መንእሰያት እናዓበየ ዝኸይድ ዘሎ ዝተሓላልኸ ገበን ምስ ኣባላት እቲ ማሕበረሰብ ኮይንካ ምስራሕ ነቲ ኩነታት ብዝበለጸ ንምራዳእ ከምዝሕግዝ ተኣሚኑሉ’ዩ እዚ ሓይሊ ዕማም ቆይሙ ዘሎ።