ያሲር ዓብደርልርሒም Credit: Beyene Weldegiorgisኣብ ክፍለ ግዝኣት ቪክቶሪያ ዝተገብረ ምርጫ ብፕሪሜር ዳኒኤል ኣንድሪውስ ዝምራሕ ሰልፊ ለበር ንሳልሳይ እብረ ተመሪጹ መንግስቲ የቕውም ኣሎ። ነዚ ምርጫ ምኽንያት ብምግባር፡ ሰልፊ ለበር ንኽምረጽ ዝገበሩ ቀንዲ ረቛሒታት እንታይ ኔሮም፧ ንምንታይ እዮም ካብ ብስደት ዝመጹ ማሕበረሰባት ንሰልፊ ለበር ዝመርጹ፡ ኣብዝመጽእ ዓመታት ካብ ሰልፊ ለበር እንታይ ትጽቢት እዩ ዘሎ፧ ዝብሉን ተተሓሓዝቲ ሕቶታት ኣቶ ያሲር ዓብደልርሒም መሊሱልና ኣሎ። ንሱ ኣብ ናይ ፈደራልን ግዝኣትን ዝግበር ምርጫታት ኣብ ምውህሃድን ቆጸራ ድምጺን ዝሳተፍን ወዲ ቪክቶሪያ እዩ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣብ ክፍለ ግዝኣት ቪክቶሪያ ዝተገብረ ምርጫ ብፕሪሜር ዳኒኤል ኣንድሪውስ ዝምራሕ ሰልፊ ለበር ንሳልሳይ እብረ ተመሪጹ መንግስቲ የቕውም ኣሎ። ነዚ ምርጫ ምኽንያት ብምግባር፡ ሰልፊ ለበር ንኽምረጽ ዝገበሩ ቀንዲ ረቛሒታት እንታይ ኔሮም፧ ንምንታይ እዮም ካብ ብስደት ዝመጹ ማሕበረሰባት ንሰልፊ ለበር ዝመርጹ፡ ኣብዝመጽእ ዓመታት ካብ ሰልፊ ለበር እንታይ ትጽቢት እዩ ዘሎ፧ ዝብሉን ተተሓሓዝቲ ሕቶታት ኣቶ ያሲር ዓብደልርሒም መሊሱልና ኣሎ። ንሱ ኣብ ናይ ፈደራልን ግዝኣትን ዝግበር ምርጫታት ኣብ ምውህሃድን ቆጸራ ድምጺን ዝሳተፍን ወዲ ቪክቶሪያ እዩ።