እቲ ናይ ኮቪድ-19 ዓለት ዝኾነ ኦሚክሮን ብዝሒ መልከፍቲ ምውሳኹ ፡ ኣድላይነት ናይ መደንፍዒ ክታበታት ዝያዳ ኣትኵሮ ምግባር እናሓየለ ይመጽእ ኣሎ። ዋላ'ውን ቅድሚ ሕጂ ክታበት እንተተኸትቡ፡ ሰባት ንምንታይ መደንፍዒ ክታበት ከምዘድልዩ ኣብዚ ትሕዝቶ ተገሊጹ ኣሎ።
Share
LIVE, FREE and EXCLUSIVE

Üçüncü takviye doz Avustralya'nın COVID-19'la mücadele stratejisinin merkezinde. Source: ABACA
Published
Source: SBS
Share this with family and friends

