ሓቂታት ብዛዕባ ኮሮና ቫይረስ

This undated electron microscope image made available by the U.S. National Institutes of Health in February 2020 shows the Novel Coronavirus. Source: NIAID-RML
ኣብዚ እዋን እቲ ዓብላሊ ዛዕባ ኮይኑ ዘሎ ሕማም ኮሮና ቫይረስ፥ ክንዮ እቲ ዘስዕቦ ሕማም ምንጪ ጭንቀትን ትገብሮ ምጥፋእን ኮይኑ ኣሎ። SBS news ብዛዕባዚ ጉዳይ እቲ ቅኑዕ ሓበሬታ ንምርካብን ሓቂታት ብዛዕባቲ ሕማም ንምፍላይን ንኪኢላ ተወኪሱ ዝረኽቦ ብኸምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ።
Share