ሃገራት ዓለም ንኮሮና ቫይረስ ንምቅላስ ከቢድ ዉሳኔታት ይወስዳ ኣለዋ።06:01ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛFollow and SubscribeFollow and SubscribeFollow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (11.02MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidMilan. Keep a distance of one meter from people decree law 23 February warning sign and red line at the Eliografica store in Viale Premuda 38 Source: IPA Milestoneኣብ ጥልያን ብሕማም ኮሮናቫይረስ 100 ሰባት ምማቶም ምስተፈልጠ፡ መንግስቲ ጥልያን ኣብያተ ትምህርቲን ዩኒቨርሲታትን ንግዜኡ ክዕጸዉ ወሲኑ። ሱዕዲ ዓረብ ን ዓመታዊ ዑምራ ነጋድያን ደው ዘበለቶ ኮይና ካልኦት ሃገራትውን ነዚ ሕማም ንምግታእ ስጉምቲታት ይወስዳ ኣለዋ።Follow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (11.02MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidPublished 5 March 2020 11:43amSource: SBSSkip to podcast episode contentShare this with family and friendsCopy linkShareኣብ ጥልያን ብሕማም ኮሮናቫይረስ 100 ሰባት ምማቶም ምስተፈልጠ፡ መንግስቲ ጥልያን ኣብያተ ትምህርቲን ዩኒቨርሲታትን ንግዜኡ ክዕጸዉ ወሲኑ። ሱዕዲ ዓረብ ን ዓመታዊ ዑምራ ነጋድያን ደው ዘበለቶ ኮይና ካልኦት ሃገራትውን ነዚ ሕማም ንምግታእ ስጉምቲታት ይወስዳ ኣለዋ።ShareLatest podcast episodes50:15ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (13 ነሓሰ 2026)podcast episode50 minutes 15 seconds35:48"ካብ ዓደይ ካብ ዝወጽእ ነዊሕ'ዩ ኮይኑ፡ ንትግራይ ግና ብዝኾነት ሃገር ክልውጣ ኣይክእል እየ፣" ን 40 ዓመታት ኣብ ኣውስትራሊያ ዝተቐመጠ ኣቶ ብርሃነ ሓድጉ።podcast episode35 minutes 48 seconds09:44ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (13 ነሓሰ 2026)podcast episode9 minutes 44 seconds10:59ሓይልታት ህጹጽ ደገፍ ሱዳን (RSF) ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዶባዊት ከተማ ተዳቡ መጥቃዕቲ ከፊቱ። (ጸብጻብ)podcast episode10 minutes 59 seconds