Source: The Hajj crowd at Mcca during the night (Getty)ብምኽንያት ሓጅን ዑምራን ካብ መላእ ዓለም ዓመታዊ ሚሊዮናት ኣመንቲ እስልምና ናብ ሱዕዲ ዓረብ ይነግዱ። እንተኾነ ኣብዚቕነ መንግስቲ ሱዕዲ ዓረብ ብምኽንያት ሕማም ኮሮናቫይረስ ኣዊጅዎ ብዘሎ ኣዋጅ ናይ ሎሚ ዓመት ንግደት ኣይክግበርን እዩ።
ብምኽንያት ሓጅን ዑምራን ካብ መላእ ዓለም ዓመታዊ ሚሊዮናት ኣመንቲ እስልምና ናብ ሱዕዲ ዓረብ ይነግዱ። እንተኾነ ኣብዚቕነ መንግስቲ ሱዕዲ ዓረብ ብምኽንያት ሕማም ኮሮናቫይረስ ኣዊጅዎ ብዘሎ ኣዋጅ ናይ ሎሚ ዓመት ንግደት ኣይክግበርን እዩ።