SKIP TO MAIN CONTENT

"ኣብ ህንዲ ዘሎ ኩነታት ለበዳ ክንዮ ልብኻ ዝሰብር'ዩ።"

Prime Minister Scott Morrison addresses media during a press conference in Sydney, Tuesday, April 27, 2021. (AAP Image/Dan Himbrechts) NO ARCHIVING
Prime Minister Scott Morrison addresses media during a press conference in Sydney, Tuesday, April 27, 2021. (AAP Image/Dan Himbrechts) NO ARCHIVING Source: AAP

ሓላፊ ውዱብ ጥዕና ዓለም እቲ ኣብ ህንዲ ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ዝኸውን ዘሎ ከቢድ ሰብኣዊ ቅልውላው ተፈጢሩ ኣሎ፡ ክብል ገሊጹ ። ኣመሪካ ኣብ ውሽጢ ሒደት መዓልትታት ናይ ጥዕና ቀረብ ፡ ናብ ህንዲ ኣብዘቕርበሉ ዘሎ እዋን፡ ዉድብ ጥዕና ዓለም ፡ተወሳኺ ቀረብ ይልእኽ ኣሎ ። ኣውስትራሊያ ውን ሓገዝ ትሰድድ ኣላ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሓላፊ ውዱብ ጥዕና ዓለም እቲ ኣብ ህንዲ ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ዝኸውን ዘሎ ከቢድ ሰብኣዊ ቅልውላው ተፈጢሩ ኣሎ፡ ክብል ገሊጹ ። ኣመሪካ ኣብ ውሽጢ ሒደት መዓልትታት ናይ ጥዕና ቀረብ ፡ ናብ ህንዲ ኣብዘቕርበሉ ዘሎ እዋን፡ ዉድብ ጥዕና ዓለም ፡ተወሳኺ ቀረብ ይልእኽ ኣሎ ። ኣውስትራሊያ ውን ሓገዝ ትሰድድ ኣላ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now