SKIP TO MAIN CONTENT

ዓለም ሎሚ ምስ ኮሮና ቫይረስ ከመይ ዊዒላ፧

President Joe Biden departs after Mass at St. Joseph on the Brandywine Catholic Church, Sunday, July 4, 2021, in Wilmington, Del. (AP Photo/Alex Brandon)
President Joe Biden departs after Mass at St. Joseph on the Brandywine Catholic Church, Sunday, July 4, 2021, in Wilmington, Del. (AP Photo/Alex Brandon) Source: AP

ዋይት ሃውስ ብምኽንያት በዓል ኣርባዕተ ሓምለ ፡ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ካብ ለበዳ ኮሮናቫይረስ ዳግማይ ምትንሳኣ ፡ ንከባቢ ሓደ ሽሕ ሰባት ናይ በርገርን ርችትታትን ከአንግድ እዩ ። እንተዀነ ግን: እቲ ብዝያዳ ተላባዒ ዝዀነ ደልታ ዝበሃል ዓሌት ኮቪድ ኣብ ኣየራት ኣብዝተዘርግሓሉን : እቲ መጠን ክታበት ድማ በቲ ተስፋ ዝተገብረሉ ደረጃ ስለ ዘይተበጽሐ: እቲ መንግስቲ ኣብ መልከፍቲ ናይዞም ሕማማት እዚኣቶም ተወሳኺ ሳዕቤን ክህልዎ ከም ዝኽእል ኣተሓሳሲቡ ኣሎ ።.........

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ዋይት ሃውስ ብምኽንያት በዓል ኣርባዕተ ሓምለ ፡ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ካብ ለበዳ ኮሮናቫይረስ ዳግማይ ምትንሳኣ ፡ ንከባቢ ሓደ ሽሕ ሰባት ናይ በርገርን ርችትታትን ከአንግድ እዩ ። እንተዀነ ግን: እቲ ብዝያዳ ተላባዒ ዝዀነ ደልታ ዝበሃል ዓሌት ኮቪድ ኣብ ኣየራት ኣብዝተዘርግሓሉን : እቲ መጠን ክታበት ድማ በቲ ተስፋ ዝተገብረሉ ደረጃ ስለ ዘይተበጽሐ: እቲ መንግስቲ ኣብ መልከፍቲ ናይዞም ሕማማት እዚኣቶም ተወሳኺ ሳዕቤን ክህልዎ ከም ዝኽእል ኣተሓሳሲቡ ኣሎ ።.........

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now