SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ዉሽጢ ዝሓለፈ 24 ሰዓታት ልዕሊ 230,000 መልከፍቲ ኮሮና ቫይረ ተራእዩ።

Freshly-dug graves in a row at Johannesburgs main Westpark Cemetery
Freshly-dug graves in a row at Johannesburgs main Westpark Cemetery Source: AP

ኣብ ዓለም ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፈ ብዝሒ ናብ ዝለዓለ ብዝሒ ደይብሉ ኣብዘሎ እዋን ናይ ኣፍን ኣፍንጫን መሸፈኒ ሰብ ይግበር ኣይግበር ዝብል ክትዓት ቀጺሉ። ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ መክሲኮ፡ ሰሜናዊ ስጳኛን ፍሎሪዳን ሎሚ ዝተጸብጸበ ብዝሒ መከፍቲ ኣዚዩ ወሲኹ ኣሎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ዓለም ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፈ ብዝሒ ናብ ዝለዓለ ብዝሒ ደይብሉ ኣብዘሎ እዋን ናይ ኣፍን ኣፍንጫን መሸፈኒ ሰብ ይግበር ኣይግበር ዝብል ክትዓት ቀጺሉ። ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ መክሲኮ፡ ሰሜናዊ ስጳኛን ፍሎሪዳን ሎሚ ዝተጸብጸበ ብዝሒ መከፍቲ ኣዚዩ ወሲኹ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now