Emergency workers wearing full protective suits transport a patient to an ambulance at the Severo Ochoa Hospital in Leganes, Spain, Source: APኮሮና ቫይረስ ኣብ ምሉእ ዓለም ልዕሊ 165,000 ሞት ኣኸቲሉ ኣብዘለወሉ ንብዙሕ ህዝቢ ኣብ ሓዘን ሸሚሙ ይርከብ። እዚ ኾይኑ ከምዚ ኣብዚ ጸብጻብ ቐሪቡ ዘሎ እዚ ሕማም ኣብ ዉሽጣዊ ፖለቲካዊ ሃገራት መንቀሊ ግጭትን ፍሕፍሕን ኮይኑ ቀጺሉ ኣሎ።
ኮሮና ቫይረስ ኣብ ምሉእ ዓለም ልዕሊ 165,000 ሞት ኣኸቲሉ ኣብዘለወሉ ንብዙሕ ህዝቢ ኣብ ሓዘን ሸሚሙ ይርከብ። እዚ ኾይኑ ከምዚ ኣብዚ ጸብጻብ ቐሪቡ ዘሎ እዚ ሕማም ኣብ ዉሽጣዊ ፖለቲካዊ ሃገራት መንቀሊ ግጭትን ፍሕፍሕን ኮይኑ ቀጺሉ ኣሎ።