SKIP TO MAIN CONTENT

ዓለም ምስ ኮሮና ቫይረስ ከመይ ወዓለት

People attend a protest against the wearing of masks during the coronavirus outbreak, in Hyde Park, London.. Picture date: Sunday July 19, 2020. See PA story HEALTH Coronavirus. Photo credit should read: Kirsty O'Connor/PA Wire
People attend a protest against the wearing of masks during the coronavirus outbreak, in Hyde Park, London.. Source: Press Association

ኮሮና ቫይረስ ንምክልኻል መሸፈኒ ገጽ ኽወድዩ ንኣመሪካዊያን ከምዘየገድዶም ናይ ኣመሪካ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ገሊጹ። ብኻልእ ወገን ኣብ ለንደን ነቲ መንግስቲ ብሪጣንያ ዘውጽኦ ሓድሽ ሕጊታት ኮሮና ቫይረስ ንምኹናን ናይ ተቕእዉሞ ሰልፈኛታት ተኣኻኺቦም። መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣውሮጳ ብዛዕባ ንመሕወዪ ኮሮና ቫይረስ ዝውዕል ባጀት ክሰማምዑ ኣይከኣሉን።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኮሮና ቫይረስ ንምክልኻል መሸፈኒ ገጽ ኽወድዩ ንኣመሪካዊያን ከምዘየገድዶም ናይ ኣመሪካ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ገሊጹ። ብኻልእ ወገን ኣብ ለንደን ነቲ መንግስቲ ብሪጣንያ ዘውጽኦ ሓድሽ ሕጊታት ኮሮና ቫይረስ ንምኹናን ናይ ተቕእዉሞ ሰልፈኛታት ተኣኻኺቦም። መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣውሮጳ ብዛዕባ ንመሕወዪ ኮሮና ቫይረስ ዝውዕል ባጀት ክሰማምዑ ኣይከኣሉን።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now