Movement of bathers in the sand of Copacabana beach in the city of Rio de Janeiro, this Sunday Source: AGIFPዉድብ ጥዕና ዓለም (WHO) ኣብ ዓለም እቲ ዝለዓለ ብዝሒ ኣብ ሓደ መዓልቲ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፈላ መዓልት ትማሊ ከምዝነበረት ገሊጹ። ብራዚል ብ 54,771 ዝተለኽፉዋ ብምዃን ብምምራሕ ኣብ ኣመሪካ ድማ ትማሊ 36,617 ብምምዝጋብ ትስዕብ።
ዉድብ ጥዕና ዓለም (WHO) ኣብ ዓለም እቲ ዝለዓለ ብዝሒ ኣብ ሓደ መዓልቲ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፈላ መዓልት ትማሊ ከምዝነበረት ገሊጹ። ብራዚል ብ 54,771 ዝተለኽፉዋ ብምዃን ብምምራሕ ኣብ ኣመሪካ ድማ ትማሊ 36,617 ብምምዝጋብ ትስዕብ።