A vendor wearing a face mask to help protect from the coronavirus make cotton candy Source: APቻይና ፡ ኣብዚ ቀረባ እዋን ናይ 2022 ኦሎምፒክ ሓጋይ ንምትእንጋድ ኣብትሸባሸበሉ ዘላ እዋን ፡ ናይ ኮቪድ-19 ለበዳ እናዓበየ ይኸይድ ኣሎ። ፣ ምብራቕ ኤውሮጳ ምስዚ ለበዳ ዝተኣሳሰር ኣብ ሓደ ጸሊም ምዕራፍ እያ ክትርከብከላ ፣ ደቡብ ኮርያ ከኣ ኣብ ጕዕዞ ክታበት ኣገዳሲ ዓውት ከምዝበጽሀት ይግለጽ።
ቻይና ፡ ኣብዚ ቀረባ እዋን ናይ 2022 ኦሎምፒክ ሓጋይ ንምትእንጋድ ኣብትሸባሸበሉ ዘላ እዋን ፡ ናይ ኮቪድ-19 ለበዳ እናዓበየ ይኸይድ ኣሎ። ፣ ምብራቕ ኤውሮጳ ምስዚ ለበዳ ዝተኣሳሰር ኣብ ሓደ ጸሊም ምዕራፍ እያ ክትርከብከላ ፣ ደቡብ ኮርያ ከኣ ኣብ ጕዕዞ ክታበት ኣገዳሲ ዓውት ከምዝበጽሀት ይግለጽ።