A coronavirus awareness painting in India Source: AAPኣብ ህንዲ ከም መቐጸልታ ዘቐነየ ብዝሒ መልከፍቲን ሞትን፡ ልዕሊ 300,000 ዝዀኑ ሰባት ብኮሮና ቫይረስ ከም ከምተለኽፉን ልዕሊ 4,000 ከም ዝሞቱን ፡እንተኾነ ኣብ ሓያሎ ክፋላት እታ ሃገር ብሰንኪ ዋሕዲ መጠን መርመራ፡ እቲ ቝጽሪ ካብቲ ዝግለጽ ኣዝዩ ከም ዝዓቢ እዮም ክኢላታት ጥዕና ዝገልጹ ። እዚ ከምዚ ኢሉ ከሎ ገለ ሃገራት ኣውሮጳዊ ኅብረት ንበጻሕቲ ሃገር ዝኸውን ዶባት ዳግማይ ከፊተን ኣለዋ ።
ኣብ ህንዲ ከም መቐጸልታ ዘቐነየ ብዝሒ መልከፍቲን ሞትን፡ ልዕሊ 300,000 ዝዀኑ ሰባት ብኮሮና ቫይረስ ከም ከምተለኽፉን ልዕሊ 4,000 ከም ዝሞቱን ፡እንተኾነ ኣብ ሓያሎ ክፋላት እታ ሃገር ብሰንኪ ዋሕዲ መጠን መርመራ፡ እቲ ቝጽሪ ካብቲ ዝግለጽ ኣዝዩ ከም ዝዓቢ እዮም ክኢላታት ጥዕና ዝገልጹ ። እዚ ከምዚ ኢሉ ከሎ ገለ ሃገራት ኣውሮጳዊ ኅብረት ንበጻሕቲ ሃገር ዝኸውን ዶባት ዳግማይ ከፊተን ኣለዋ ።