Watch FIFA World Cup 2026™

LIVE, FREE and EXCLUSIVE

ዓለም ምስ ኮሮና ቫይረስ ከመይ ወዓለት?

Feature

Education workers wait for their jab of the single-dose CanSino COVID-19 vaccine during a vaccination drive at the World Trad Source: AP

ምምሕዳር ባይደን ንዓበይቲ ኣስራሕቲ ሰራሕተኛታቶም ናይ ግዴታ ክታበት ክኽተቡ ይደፍእ ኣሎ ፡ ኣመሪካ ነቶም ብዉድብ ጥዕና ዓለም ተቐባልነት ዘለዎ ክታበት ዝተኸትቡ ናብ ሃገራ ክ ኣትዉ ዶባ ኣርሕያ ኣላ። ዓለም ናብቲ 250 ሚልዮን መልከፍቲ በጺሓ ኣብ ዘላሉ እዋን ፡ ብዙሓት ሃገራት በቲ ብኮቪድ-19 ዝመጽእ ሓድሽ መልከፍቲ ይጥቅዓ ኣለዋ ።

Published

Source: SBS

Share this with family and friends

ምምሕዳር ባይደን ንዓበይቲ ኣስራሕቲ ሰራሕተኛታቶም ናይ ግዴታ ክታበት ክኽተቡ ይደፍእ ኣሎ ፡ ኣመሪካ ነቶም ብዉድብ ጥዕና ዓለም ተቐባልነት ዘለዎ ክታበት ዝተኸትቡ ናብ ሃገራ ክ ኣትዉ ዶባ ኣርሕያ ኣላ። ዓለም ናብቲ 250 ሚልዮን መልከፍቲ በጺሓ ኣብ ዘላሉ እዋን ፡ ብዙሓት ሃገራት በቲ ብኮቪድ-19 ዝመጽእ ሓድሽ መልከፍቲ ይጥቅዓ ኣለዋ ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now