ዓለም ሎሚ ምስ ኮሮና ቫይረስ ከመይ ዊዒላ፧

Prayagraj: Family members along with medical workers shift a COVID19 patient to Level-3 ward of Swaroop Rani Nehru hospital in Prayagraj Source: Pacific Press/Sipa USA
ኣብ ህንዲ፥ ለበዳ ኮሮናቫይረስ ብዝሒ መልከፍትን ሞትን ኣብ ዘስዕበሉ ዘሎ እዋን ብደረጃ ሃገር ዕጽዋ ክካየድ ጻውዒታት ቀሪቡ። እዚ ከምዚ ኢሉ ከሎ ኣብ ስጳኛ ዝርከባ ኣብያተ-መግቢ ድሕሪ ናይ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ናይ ቫይረስ ቀይድታት ፡ ኮፍ መበሊ ዘለዎ ምምጋብ እንደገና ክኽፈታ ተፈቒዱለን ።
Share