دونالد ترامپ رییس جمهور سابق آمریکا Source: AAPናይ ዶናልድ ትራምፕ ርእይቶ ሒዙ ዝተበገሰ ኣብ ካናዳ ዝካየድ ዘሎ ኣንጻር ክታበት ኮቪድ-19 ዝግበር ዘሎ ተቓውሞታት ፡ንካልኣይ መዓልቱ ይቕጽል ኣሎ ። ገለ ክፋል በይጂንግ ድማ ናይ ዊንተር ኦሎምፒክ ቅድሚ ምጅማሩ ኣብ ዕጽዋ ኣትዩ ኣሎ ፣ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ኒው ዚላንድ ድማ ድሕሪ ምስ ኮቪድ-19 ብቐረባ ምርኻባ ነጻ ኮይና ።
ናይ ዶናልድ ትራምፕ ርእይቶ ሒዙ ዝተበገሰ ኣብ ካናዳ ዝካየድ ዘሎ ኣንጻር ክታበት ኮቪድ-19 ዝግበር ዘሎ ተቓውሞታት ፡ንካልኣይ መዓልቱ ይቕጽል ኣሎ ። ገለ ክፋል በይጂንግ ድማ ናይ ዊንተር ኦሎምፒክ ቅድሚ ምጅማሩ ኣብ ዕጽዋ ኣትዩ ኣሎ ፣ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ኒው ዚላንድ ድማ ድሕሪ ምስ ኮቪድ-19 ብቐረባ ምርኻባ ነጻ ኮይና ።