ዓለም ምስ ኮረና ቫይረስ ከመይ ወዓለት?

A mural of Dr. Anthony Fauci, director of the National Institute of Allergy and Infectious Diseases, Source: Anthony Behar/Sipa USA
እዚ ተረኺቡ ዘሎ ክታበት ናይ ኮሮና ቫይረስ ኣብ መወዳእታ ናይ ዝመጽእ ዓመት ህይወት ናብ ንቡር ዝመልስዩ ክብሉ ነቲ ክታበት ዝረከቡ ይዛረቡ። እዚ ዝመጽእ ዘሎ መልከፍቲ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ኣመሪካን ኣውሮጳን ካብ ዕለት ናብ ዕለት እናወሰኸ ኣብዝኸደሉ ዘሎ እዋንዩ።
Share