Doctor or medic in a protective suit holding a passport of the Czech Republic with a printed certificate of infectivity on Covid - 19, Source: CTKኣብ መላእ ኤውሮጳ ዝርከባ ሃገራት ፡ ሓጋይ ኤውሮጳ እናቐረበ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን ፡ ነቲ ናይ ክታበት ምኽታብ ወፍሪ ክብ የብላኦ ኣለዋ ። ኤውሮጳዊ ኅብረት ፡ "ናይ ክታበት ፓስፖርት" ከውጽእ ከም ዝቐረበ ብምግላጽ ፡ ነቶም ዝተኸትቡ ዝያዳ ናጽነት ከምዝፈጥረሎም ይገልጽ ።
ኣብ መላእ ኤውሮጳ ዝርከባ ሃገራት ፡ ሓጋይ ኤውሮጳ እናቐረበ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን ፡ ነቲ ናይ ክታበት ምኽታብ ወፍሪ ክብ የብላኦ ኣለዋ ። ኤውሮጳዊ ኅብረት ፡ "ናይ ክታበት ፓስፖርት" ከውጽእ ከም ዝቐረበ ብምግላጽ ፡ ነቶም ዝተኸትቡ ዝያዳ ናጽነት ከምዝፈጥረሎም ይገልጽ ።