ዓለም ሎሚ ምስ ኮሮና ቫይረስ ከመይ ዊዒላ፧

bars and restaurants in the center closing, from tomorrow the new rules of the red zone( Photo Mauro Scrobogna /LaPresse/Sipa Source: LaPresse/Sipa USA
ኣብ ጥልያን መልከፍቲ ኮቪድ-19 እናዛየደ ብምኻዱ ኣብ ዓሰርተ ዞባታት ናይ ጥልያን ሰኑይ ሓድሽ ቀይዲ ተኣታትዩ። እንተኾነ ኣብ ኤውሮጳ ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተታሕዙ ሰባት ሻቕሎት እንዳዓበየ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን ፡ ነዘርላንድስን ኣየርላንድን ዝርከባአን ሓያሎ ሃገራት ነቲ ናይ ኣስትራዘነካ ክታበት ደው ኣቢለናኦ ኣለዋ ።
Share