Congregants wear face masks to protect against coronavirus as the attend an Easter Sunday Mass at the Roman Catholic Church in Rosebank, Source: APሰበስልጣን ጥዕና ኣፍሪቃ 400 ሚልዮን ዶስ ናይ ኮቪድ-19 ክታበታት ኣብ ዝመጽእ መዓልታት ክረኽቡ ምዃኖም ኣፍሊጦም ኣለው ፤ ብሪጣንያ ድማ ንዓበይቲን ህዝባዊን ኣጋጣሚታት ፈተነ ተካይድ ኣላ ። በዓል ትንሳኤ ፡ ብምኽንያት ለበዳ ንኻልኣይ ዓመት ዕጹው በዓል ኮይኑ ኣብዝሓልፈሉ ዘሎ እዋንዩ።
ሰበስልጣን ጥዕና ኣፍሪቃ 400 ሚልዮን ዶስ ናይ ኮቪድ-19 ክታበታት ኣብ ዝመጽእ መዓልታት ክረኽቡ ምዃኖም ኣፍሊጦም ኣለው ፤ ብሪጣንያ ድማ ንዓበይቲን ህዝባዊን ኣጋጣሚታት ፈተነ ተካይድ ኣላ ። በዓል ትንሳኤ ፡ ብምኽንያት ለበዳ ንኻልኣይ ዓመት ዕጹው በዓል ኮይኑ ኣብዝሓልፈሉ ዘሎ እዋንዩ።