SKIP TO MAIN CONTENT

ቅድድም ንክታበት ኮሮና ቫይረስ

The Italian Premier Giuseppe Conte during the information at the Senate about the government crisis.Rome(Italy), January 19th 2021Photo Pool Roberto Monaldo//Insidefoto/Sipa USA)
The Italian Premier Giuseppe Conte during the information at the Senate about the government crisis.Rome(Italy), Source: Insidefoto/Sipa USA

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢጣልያ መንግስቱ ኣብ ልዕሊ ኩባንያታት ኣፍረይቲ መድሃኒት ኣስትራ ዜነካን ፕሮፌዘርን ኣብ ምቕራብ ክታበት ኮቪድ-19 ካብ መጠን ንላዕሊ ምድንጓይ ብምግባረን ሕጋዊ ስጉምቲ ክወስድ ምዃኑ ኣጠንቂቑ ። እቲ ለበዳ ኣብ ገለ ካብተን ኣብ ዓለም ዝኸፍአ መልከፍቲ ዝወረደን ሃገራት እናገደደ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን ፡ ናይ ምፍራይ ፀገማት ብደረጃ ዓለም ክታበት ክዝሕል ተገዲዱ እዩ ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢጣልያ መንግስቱ ኣብ ልዕሊ ኩባንያታት ኣፍረይቲ መድሃኒት ኣስትራ ዜነካን ፕሮፌዘርን ኣብ ምቕራብ ክታበት ኮቪድ-19 ካብ መጠን ንላዕሊ ምድንጓይ ብምግባረን ሕጋዊ ስጉምቲ ክወስድ ምዃኑ ኣጠንቂቑ ። እቲ ለበዳ ኣብ ገለ ካብተን ኣብ ዓለም ዝኸፍአ መልከፍቲ ዝወረደን ሃገራት እናገደደ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን ፡ ናይ ምፍራይ ፀገማት ብደረጃ ዓለም ክታበት ክዝሕል ተገዲዱ እዩ ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now