پرسنل اورژانس در لندن Source: Press Associationሆስፒታላትን ማእከላት ጥዕና ኣመሪካን ብሪጣንያን ብሕሙማት ኮሮና ቫይረስ ብምዕልቕላቖም ነቶም ኣብ ሕማቕ ኩነታት መልከፍቲ ዘለዉ፡ ቦታ ንኽረኽቡ ብምሽጋሮም ሰብ መዚ ዕቕሎም ጸቢብዎም ኣሎ። እዚ ዝመጽእ ዘሎ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ መልከፍቲ ኮሮና ቫይረስ ልዕሎ ሰለስተ ሚልዮን ኣብ ኣመሪካ ድማ ልዕሊ 22.1 ሚልዮን በጺሕሉ ኣብ ዘሎ እዋን’ዩ።
ሆስፒታላትን ማእከላት ጥዕና ኣመሪካን ብሪጣንያን ብሕሙማት ኮሮና ቫይረስ ብምዕልቕላቖም ነቶም ኣብ ሕማቕ ኩነታት መልከፍቲ ዘለዉ፡ ቦታ ንኽረኽቡ ብምሽጋሮም ሰብ መዚ ዕቕሎም ጸቢብዎም ኣሎ። እዚ ዝመጽእ ዘሎ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ መልከፍቲ ኮሮና ቫይረስ ልዕሎ ሰለስተ ሚልዮን ኣብ ኣመሪካ ድማ ልዕሊ 22.1 ሚልዮን በጺሕሉ ኣብ ዘሎ እዋን’ዩ።