SKIP TO MAIN CONTENT

337.2 ሚልዮን ዶሳት ክታበት ንድኻታት ሃገራት ክቐርብ ተመዲቡ።

Women hold placards to demand fair distribution of vaccines to developing countries during a protest in Lahore, Pakistan, 29 January 2021.
Women hold placards to demand fair distribution of vaccines to developing countries during a protest in Lahore, Pakistan, 29 January 2021. Source: EPA

ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ተመሪሑ ኣብ መላእ ዓለም ክታበት ኮቪድ-19 ብፍትሓዊ መገዲ ንምክፍፋል ተበግሶ ጀሚሩ ፡ መብዛሕትኡ ኣብተን ኣብ ምምዕባል ዝርከባ ሃገራት ፡ ልዕሊ 300 ሚልዮን ክሮና ከበርክት መዲቡ ኣሎ ። እዚ ዝመጽእ ዘሎ ኣህጉራዊ ኮሚተ ኦሎምፒክ ፡ ንተሳተፍቲ ሓድሽ መምርሒታት ኮሮናቫይረስ ን ፈለማ ግዜ ዘውጽ ኣሉ ኣብዝግለጸሉ እዋንዩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ተመሪሑ ኣብ መላእ ዓለም ክታበት ኮቪድ-19 ብፍትሓዊ መገዲ ንምክፍፋል ተበግሶ ጀሚሩ ፡ መብዛሕትኡ ኣብተን ኣብ ምምዕባል ዝርከባ ሃገራት ፡ ልዕሊ 300 ሚልዮን ክሮና ከበርክት መዲቡ ኣሎ ። እዚ ዝመጽእ ዘሎ ኣህጉራዊ ኮሚተ ኦሎምፒክ ፡ ንተሳተፍቲ ሓድሽ መምርሒታት ኮሮናቫይረስ ን ፈለማ ግዜ ዘውጽ ኣሉ ኣብዝግለጸሉ እዋንዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now