ዓለም ሎሚ ምስ ኮሮና ቫይረስ ከመይ ዊዒላ፧

WHO Director general Tedros Adhanom Ghebreyesus in Kuwait

Director general of the World Health Organization Tedros Adhanom Ghebreyesus Source: Anadolu

ዉድብ ጥዕና ዓለም ነቶም ሳልሳይ ናይ ኮቪድ-19 ክታበት ክህቡ ዘዳልዉ መንግስታት ብምንቃፍ ነተን ናይ መጀመርታ ዶስ ክረኽባ ዝቃለሳ ዘለዋ ሃገራት ቀዲሙ ክሕሰበለን ኣጠንቂቑ ። ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ወርሒ መስከረም ሳልሳይ መደብ መደንፍዒ ክታበት ክትጅምር ተስፋ እኳ እንተሃለዋ ፡ ካብ ካልኦት ሃገራት ንላዕሊ እቲ ዝዓበየ ብዝሒ ዘለዎ ክታበት ንኻልኦት ሃገራት እውን ወፍያ እያ ። ውድብ ጥዕና ዓለም ንኣመሪካ እናኣመስገነ ፡ ኩሉ ሰብ ማዕረ ዝኾነ መሰረታዊ ናይ ውሕስነት ደረጃ ክሳብ ዝረክብ እቲ ለበዳ ከምዘይውዳእ ደጊሙ ገሊጹ ።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now