SKIP TO MAIN CONTENT

ሎሚ ዓለም ምስ ኮረና ቫይረስ፡ዝመጽእ ስሙን ብኮሮና ዝልከዱ 10 ሚልዮን ክበጽሕ እዩ።

Feature
Gita Gopinath, the International Monetary Fund's Chief Economist, is seen outside the IMF headquarters Source: AFP

ኣብ ዓለም ብኮሮና ቫይረስ ዝልከፉ ሰባት ኣብዚ ቅሩብ መዓልታት 10 ሚልዮን ከምዝበጽሕ ዉድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ። እዚ ንነዊሕ እዋን ቀጺሉ ዘሎ ጽልዋ ኮቪድ-19 ኣብ ዓለማዊ ቁጠባ ንኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ I-M-F]] እቲ ናይ 2020 ትንበያኡ ከውርዶ ኣገዲዱ ኣሎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ዓለም ብኮሮና ቫይረስ ዝልከፉ ሰባት ኣብዚ ቅሩብ መዓልታት 10 ሚልዮን ከምዝበጽሕ ዉድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ። እዚ ንነዊሕ እዋን ቀጺሉ ዘሎ ጽልዋ ኮቪድ-19 ኣብ ዓለማዊ ቁጠባ ንኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ I-M-F]] እቲ ናይ 2020 ትንበያኡ ከውርዶ ኣገዲዱ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now