ኣብ ዝማዕበላ ሃገራት ፡ ዝበዝሑ ዓበይትን መንእሰያትን ምሉእ ምሉእ ተኸቲቦም ፡ ኪኢላታት ክታበት ካብ ሓሙሽተ ክሳብ ዓሰርተ ሓደ ዝዕድሚኦም ህጻናት ክኽተቡ ዝኽእሉ እንተኾይኖም ይግምግሙ ኣለዉ ። እስራኤል ኣብ ሓጺር እዋንን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብዚ ናይ ዕድመ ጉጅለ ናይ ፋይዘር ክታበት ክትከትብ ከተጽድቕ ትኽእል እያ።
Share
LIVE, FREE and EXCLUSIVE

Six-year-old Gwyneth Battaglia receives her first dose of the COVID-19 vaccine approved for children ages 5-11 Source: USA TODAY NETWORK/Sipa USA
Published
Source: SBS
Share this with family and friends

