SKIP TO MAIN CONTENT

ዓለም ኣብ ጉያ ክታበት ኮሮናቫይረስ።

تزریق یک واکسن در آمریکا
Source: Sipa USA Naveen Sharma / SOPA Images/Sipa

ሃገራት ዓለም ህዝበን ኣንጻር ኮቪድ 19 ዝምክት ክታበት ንምኽታብ ይጓየያ እየን ዘለዋ፡ እንተኾነ ሕጽረት ስለዘጋጥም ዘሎ ካልእ ፍታሕ ኣብ ምንዳይ ሃሰው ዝብላ ድማ ኣለዋ። ዓባይ ብሪጣንያ፡ ኣመሪካን ህንድን ድሮ ንህዝበን ኣብ ምኽታብ ተጸሚደን ዘለዋ ሃገራት እየን። እንተኾነ እተን ነቲ ክታበት ንምርካብ ኩንትራት ክፍርማ ዘይከኣላ ሃገራት፡ መጻኢ ህዝበን ጽልግልግ ዝበለ ኮይኑ ኣሎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሃገራት ዓለም ህዝበን ኣንጻር ኮቪድ 19 ዝምክት ክታበት ንምኽታብ ይጓየያ እየን ዘለዋ፡ እንተኾነ ሕጽረት ስለዘጋጥም ዘሎ ካልእ ፍታሕ ኣብ ምንዳይ ሃሰው ዝብላ ድማ ኣለዋ። ዓባይ ብሪጣንያ፡ ኣመሪካን ህንድን ድሮ ንህዝበን ኣብ ምኽታብ ተጸሚደን ዘለዋ ሃገራት እየን። እንተኾነ እተን ነቲ ክታበት ንምርካብ ኩንትራት ክፍርማ ዘይከኣላ ሃገራት፡ መጻኢ ህዝበን ጽልግልግ ዝበለ ኮይኑ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now